ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዝርከባ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 21, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ለካቲት 2ይ ብርኪ ቤት/ቲ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ መሳርሕታት ፅሕፈት ፣ ስፖርት መፃሕፈቲ ፣ ኮምፒተር ፣ ላፕቶፕ ፣ ፕሮጀክተርን፣ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሓዘ ወረቀት ካብ ፋይናንስን ምምሕዳርን ቤት ትምህርትና ካብ ዕለት 16/06/2012 እስካብ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዘ ንጉሆ ስካብ 6 ሰዓት እናመፃኩም ክትወስዱን ዋጋ መሊእኩም ከተእትዉን እናሓበርና ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 20/06/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ምኻኑን እቲ ጨረታ ተጫረቲ ኣብዘየብሉ እዉን ክኽፈት ዝክእል ምኻኑን እናሓበርና ተጫረትቲ እትመፁ ክመልእዎም ዝግባእ ረቓሕታት ድማ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 18, 2012 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 18, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ