የትግራይ ክልል ዋና ኦዲተር ጽሕፈት ቤት ለ ጽሕፈት ቤቱ ኣገሎልግሎት የሚዉል የ ኤሌክትሮኒክስ እቃዎች በጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል በዘርፉ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ያለቸዉ ኣቅራቢዎች ድርጅቶች በጨረታ እንድትሳተፉ እየጋበዘ የተዘጋጀዉ የጨረታ ዶክመንት የማይመለስ 100 ብር በመክፈል ሕጋዊ የንግድ ፍቃድ በመያዝ መዉሰድ ይችላሉ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 3, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጄንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር ፣ ናይ ህትመትን ፣ ባንዴራታትን/ከስርሕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ/ማ ለድርጅቱ አገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ የአሌክትሮኒክስ እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 2, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ስፔራትን ናይ መኪና ጎማ መኪናን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኖክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 18, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብቲ ወረዳ ንዝርከቡ ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት ቢሮን /ፈርኒቸር/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሮብ ተወሳኺ ኣንብብ
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘሎ ንብረት ኔትወርክ ፋይርወል በዝሒ 1 ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለ ዝድሊ ክትጫረቱ ትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቀሪቡ ዘሎ እስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሌትሮኒክስ ናይ ካመራን ናይ ላፕቶፕ ባትሪን መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ማእከላይ ከተማ መቐለ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ስፔር ፣ ሞተር ሳይክልን ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ