ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ የካቲት 20, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ዘቕርብ
2 ቲን ናምበር ዘቕርብ
3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ዘቕርብ
3 ፕሮፎርማ ዕለት 24/06/2012ዓ/ም ሰዓት 04፡00 ሰዓት 04፡30 ይክፈት
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 47 15