ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ን 2012ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ምድብ 1 ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተር ምድብ 2 ፓክቶሬጅቲካል ኬት ማለት እዉን ኬት ክገዝእ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።