ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ዞባ ክልል ስታፍ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2012 2:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 29, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተሓደሰ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነትን ቲን ናምበርን ሰለስቲዙ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግዝኢ ብምትሕሓዝ መሊኢኩም ብፖስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ ዝቀረበ ፕሮፎርማ ዕለት 01/08/2012ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝኽፈት ምኻኑ ንገልፅ
2 እቲ ዝቀርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኮዉን ኣለዎ
3 ንተወሳኪ ሐበሬታ 03 44 40 64 51