ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ናይ ሶላር ኤሌክትሪካል ስፒከር ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ምልክታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 24, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ዘሐደሰ

2 ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00ቅ/ሰዓት

5 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 12 09

ጨረታ መደብ

s