ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ን2011ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል፣ አቁሑት ኤለክትሪክን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን ናዉቲ ትምህርቲ ፣ ህንፃ መሳርሒን ብሎኬትን ጃህያን ካልኦት ናይ ትምህርቲ ናውትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 26, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 26, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢን ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ ፣መፃሕፍቲ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ን ቤት ፅሕፈት ማይ መዓድንን ኢነርጅን ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርገሐ መስመር መስተ ማይ፣ጀነሬተር ሃውስን ፓምፕን ጀነሬተርን ፣ ሳፕላይን ኢንስታሌሽንን መፅገኒ ሓዊሱ ንደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ ስራሕቲ ህንፀት ማይ Water Construction ፍቃድ ዘለዎ ትካላት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ወይ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 18, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 18, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል : ናይ መኪና መለዋወጥን ኣቑሑን ጎማን ባትርን: መለዋወጢ ኣቑሑት ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቑሑ ሞተር ሳይክልን ባጃጅን፤ሞባይልን መለዋወጢ ኣቁሑት ሞባይል፣ ናይ ፓምፕ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ፣HDPR PPRን ቱቦታትን መገጣጠሚኡን ፣ ብረት ቱቦ መገጣጠሚን ቆፀርቲ ማይን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዲ ዝኾንኩም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ ሊፍት ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 24, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 24, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 24, 2011 11:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ