ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ ሊፍት ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ካብ ዕለት 22/05/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ይክፈት፤                           

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ