https://tenders.milkta.com/ti/display/6009

ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ ሊፍት ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ካብ ዕለት 22/05/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 24/05/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ይክፈት፤                           

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል