ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠና መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ Building Electrical installation ፣መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ፣ መሳርሒ ሓፂን መፂንን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ንዝተፈላለየ አብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሎም ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ደጎዓ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዮ ዓይነት መካይን: ሞተር ሳይክልን :ጀነሬተርን ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት፣ ናይ ምርምር ኣቑሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልጺ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት ማለት ፣ ዴስክ ኮምፒዩተር በዝሒ 20 ፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር core I7በዝሒ 17፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር core I5 በዝሒ 3፣ ግራፊክ ንሚድያ ዎርክ ሾፕ ስቴሽን ዝኾና ኮምፒዩተራት በዝሒ 14፣ ኤየር ኮንዲሽነር በዝሒ 2፣ ጀነሬተር በዝሒ 1 ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንኸተጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ሃፍቲ ማይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ፣ናይ መኪና ጎማ፣ናይ ሕትመት ግልጋሎት፣ ናይ መኪና ኮንፎርት /ጨርቂ/፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ሃፍቲ ማይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ፣ናይ መኪና ጎማ፣ናይ ሕትመት ግልጋሎት፣ ናይ መኪና ኮንፎርት /ጨርቂ/፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ወረዳ ዓደዋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብስክሌት : ሕትመት: ጎማ መኪና : ስሚንቶን መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2011 3:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ቀለልትን ሃለቅትን ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ ባትሪን ጎማን መኪናን ሞተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሕት ፅሬት : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሞተር ሳይክልን : ኣቁሑት ቢሮ ፈርኒቸር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራያ አላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ