የኣክሱም ዉሃና ፍሳሽ አገልግሎት ፅህፈት ቤት ለ2010 በጀት ዓመት 2ተኛ ዙር ጨረታ የዉሃ ቱቦ ከነ መገጣጠሚያዉ: ቴክኒካ መሣሪያዎች : ህንፃ መሳሪያ : ሳመር ስቢል ፓምፕ : የኤሌክትሪክ መለዋወጫ እቃዎች : የመኪና ጎማዎች ስፔሮች : የፅህፈት መሣሪያ : የፅዳት ዕቃዎች : ሞተር ሳይክል: የኤሌክትሮኒክስ ዕቃዎች አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ሕትመት :ሎት ሰለስተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ቢሮ : ሎት ሽድሽት መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ዘርኢ ቀለብ እንስሳት ደንን በቲ ዘፍረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኦፍላ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒታት ፅሕፈትን: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ፅሬትን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
Tigray Water Resource Bureau invites bidders for Construction of Civil Work Construction , Supply and Installation of pipes and Fittings and Electro mechanical Equipment’s) for Adi Hageray Town projectዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ስራሕቲ ኣቅሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 12, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንደርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ዓድዋ ኣብ 2010 በጀት ዓመት ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ትቦታት ምስ መገጣጠሚኡ : መሳርሒታት ቴክኒክ ቆፀርቲ ማይ : ኣቀሑት ላብራቶሪ : ናይ ማይ ሞተር ፓምፕን : ናዉቲ ቤት ዕዩን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል :ኮምፒተርን ኮምፕተር ተንከፍን : ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት አቁሑት :ሞተር ሳይክል ስፔር :ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ክልተ ኣዉላዕሎ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፋሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም መገጣጠሚ ትቦ ማይ ፣ ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ ክሎሪን፣ መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አገልገሎት ማይን ፋሳስን ከተማ ሰቲት ሁመራ ዝተፈላለዩ ዓቀን ዘለዎም መገጣጠሚ ትቦ ማይ ፣ ናይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ ክሎሪን፣ መለዋወጢ ኣቀሑት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሰቲት ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተርን ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን: መሳርሒ ህንፃ : ሓፂነ መፂን ዕንፀይት : ስራሕ ሕትመት: ማሽነሪን ኤክፑመንት ሳፕላይን ከምእዉን ኣቅሑት መቃያየሪ ስራሕቲ መሳርሒ ሕርሻ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ