ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣብ ቀዳማይ ግልፂ ጨረታ ዝተፈላለዩ ምክንያታት ከይተገዝኡ ተሪፎም ዝነበሩ ዝተፈላለዩ ዕድጊታት 2ይ ንምጭራትን ከምኡ ድማ ካለኦት ተወሰክቲ ዕድጊታት ንምፍፃምን ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት: ፅሬት ኣቅሑት: ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት :ናይ መካይን መለዋወጪ ኣቅሑት: ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጪ ኣቅሑትን ናይ እንስሳት መኖ ዘርእን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ጉሎመከዳ