ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል እስፔርን : ናይ መኪና ጎማታት ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ክዕድግ ይደሊ::ስለዚ ክትጫረቱ እትደሊ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 28, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሓዉዜን
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።