ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ኤክስካቫተር ክራይ /Excavator rent/ ንምክራይ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።