ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ፀብሪ ናይ ውሽጣ ውሽጢ ፅርጊያ ሓመድ ኣፅዒኑ ከምልእ ስለዝደለየ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ናይ ኤክስካቫተር ወይ ሎደር ሰብ ዋና ክትጫረቱ ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ማይ ፀብሪ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።