ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ኢንድያን ማርክ ሃንድ ሃምፓን መበየዲ ጀነሬተር 14KW ( Afrideve Hand pump & Welding Generator 14KW) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።