ሆስፒታል ማያኒ ሽራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ናይ ኤለክትሮኒክስ ፣ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ፣ኤለክትሪክ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኮምፒተር አክሰሰሪ፣ ሕትመት፣ ናይ ሰብ መድሓኒትን ፣ናዉቲ ሕክምናን ፣ናዉቲ ፅሬት ፣ጨርቃ ጨርቅን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
በሀገር መከላከያ ሚኒስትር የሰ/ ዕዝ ጠቅላይ መምሪያ ለ 2008 በጀት ዓመት አገልግሎት የሚዉሉ ከዚህ በታች የተገለፁትን ዕቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ኤችዲፒኢ ጂኣይ ትቦ መገጣጠሚ ክሎሪን ከምኡዉን ናይ ኤለክትሪክ አቁሑትን ፓምፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት ዝስዕብ ዓይነት ንብረታት ከካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላቅን ንብረት ናይ ኤለክትሪክ አቁሑ ከምኡ እዉን ናይ ፓርትሽን ስራሕቲ ናይ ፅሬት ስራሕቲ አወዳዲሩ ክገዝእን ክነስርሕን ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ካብ 2008 ዓ/ም ንመስራቤት ንዝህነፅ ህንፃ መሳርሒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 10, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዝተናወሐ ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገበረ ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ሓሙስ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታልንግልጋሎ ሆስፒታል ዝዉዕሉ ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ : ኣቁሑ ኤሌትሪክ : ናዉቲ ቤት ፅሕፈት : መሳርሒ ፅሕፈት፡ መሳርሒ ፅሬት ፡ኣልባሳት ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንከተማ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደገ መብራህቲን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሪካል ኤሌክትሮክስ (electrical /electronic) ኣቁሑት ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ