ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፡ናዉቲ ኤለክትሪክ፣ ናዉቲ ኤለክትሮኒክስ ፡ፈርኒቸር መለዋወጢ አቁሑት መኪና ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ መጋቢት 12, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed
ስለዝደለየ እዞም ቀፂሎም ተዘርዚሮም ዘለዉ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉና መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
- ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ሕጋዊ መቅረባይነት ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝበሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ ጥሪ ሒሳብ ዝከበርኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕን ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
- መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ቅዳሕ ገይሩ ከትሕዝ ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ሽረ እንዳስለሰ Â ክዉስዱ ዝክእሉ
- ጨረታ 23 መጋቢት Â 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 23 መጋቢት 2008 ዓመ ሰዓት 4 ፡30ቅድሚ ቀትሪ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- መክበሪ ጨረታ Â ንመሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ ንናዉቲ ኤለክትሪክ 3000 ቅርሺ ንናዉቲ ኤለክትሮኒክስ 3000 ቅርሺ ንፈርኒቸር 3000 ቅርሺ ንመለዋወጢ አቁሑት መኪና 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ Â ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ከትሕዝ ዝክእል
- ሰዓራይ በቲ መምርሒ መሰረት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
- ሰነድ ጨረታ ብንፁር ዝንበብ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ባዕልዋና ፊርማን ማህተምን ኣብ ሕድሕድ ገፅ ብምግባር ብፖስታ ተዓሺጉ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0344444916 ወይድማ 0344442866 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
Â