ኮሌጅ መሰልጠኒን ቴክኒክን ሞያን ማይጨዉ ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ብዝተፋላለየ ንግዲ ዘርፊ ኣቁሑት ኤሌክትሪክ: መሳርሒ ህንፃ : ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ኣቁሑት ፅሕፈትን : ዝተፈላለየ ዓቀናትን ዓይነት ፀፀራት: ብሎከት :ኮብልስቶን: ዝተፈላለዩ መጋረጃ : መሳርሒታት ምግቢ :መሳርሒ ግልጋለት ዝዉዕሉ ዓለባ ክትጫረቱ እትደልዩ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤሌክትሪካል ኣቁሑት (Electrical Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ናይ ፅሕፈትን መሳርሒ : ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቑሑት ኤሌክትሪክ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማይጨዉ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ አዉቶሞቲቭ ማንፈክቸሪንግ ፡ኮንስትራክሽን፡ ዋተር ኤሌክትሪክን: ቴክኖሎጂን ኣሕቁን : ኣቁሑታት ቤት ዕዩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ን 2008 ዓም በጀት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ቴክኒክን ትምህርትን ስልጠናን ከተማ ሽራሮ ንግልጋሎት እቲ ትካል እዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ፅሕፈት ፡ መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፡መሳርሕታት ኤለክትሮኒክስ ናይ ሳኒተረ መሳርሕታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ አብናይ 2008 በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናን ዉሽጢ እቶት በጀት ካፒታል ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ናይ ህንፃ : ሎት 2 ናይ ፕላንቢንግ : ሎት 3 ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ሎት 4 ኤሌክትሪክ : ሎት 5 ናይ መኪና ስፔርፓርት /ኣዉቶሞቲቭ/ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት: ሎት 6 ፅሕፈት : ሎት 7 ናይ ፅሬት : ሎት 8 ናይ ሕትመት :ሎት 9 ስፖርት ዕጥቂ : ሎት 10 ፈርኒቸር :ኣብ 10ተ ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ስለዝደለየ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ንአብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሕትመት: ፅሬት :ኮምፒተራት: ፈርኒቸር :ናይ ኤሌክትሪክ ኣቐሑትን ጀነሬተራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 29, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ