ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ: አቁሑ ኤለክትሪክ :አቁሑት መኪና: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።