ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ አላማጣ ንመስራያ ቤትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ናይ ስዊች ቦርድ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝርዝር ተሓቢኡ
ዕለታት፡ ናይ ጨረታ ቦንድ፡ ቦታን ካልእን ንምርኣይ እተው ወይ ሳብስክራይብ ግበሩ።
እተው
ዝዕፀወሉ መዓልቲ
ቦታ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ
ናይ ደኩመንት ዋጋ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ወረዳ ራያ አለማጣ ንቤት መዘጋጃ ዋጃ ጥሙጋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣብቲ ከባቢ ዝስርሑ ደረቅ ወንበር : ናይ ኔትወክ ኣቅሑት ምስ መጋጣጠሚኡ ማለት እዉን ብሮድ ባንድ :ሃይ ባግ ተሽከርከርቲ ወንበር : ዲስክ ቶፕ ኮምፒተር :ላፕቶፕ ኮምፒተርን : ስቴብላይዜርን ናይ ፅርጌ ፓዉዛ ማለት እዉን መብራህቲ ብክልተ ሚእትን ሓምሳን ዋት ምስ ኣርሙን ኬብሉን መብራህቲን ብመደኛ በጃት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 12, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 12, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ130.00
ዝወፀሉ መዓልቲ