ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሳምረ ን 2010 በጀት ዓመት 2ይ ሰሚሰተር ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሃለቅትን :ቀወምትን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 15, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሳሓርቲ ሳምረ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።