ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም 2010 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ቀዋሚን ሃላቂን ንብረት ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : አቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ጨርቃ ጨርቂ : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ : መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ዓዲግራት ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ቡንባን ሳኒተርን ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት : ናይ ኣዉቶሞቲቭ : ናይ ጋርመንትን ቴክሳታይልን : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተየተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ኮለጅ መምህራን አመራርሐ ትምህርትቲ ዓድዋ ንምምሃር ምስተምሃር ዘገልግሉ ኬሚካላት ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኤሌትሮኒክስን ኣይስቲን : ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት : ኣቅሑት ህንፃን ኤሌክትሪክን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 18, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
አክሱም ዩኒቨርሲቲ የምግብ ጥሬ እቃዎች እና ኣትክልቶች : የተማሪዎች የስፖንጅ ፍራሽ እና ትራስ : የዶርሚተሪ ወንበሮች እና ጠረጴዛዎች : የኤሌክትሪክ እቃዎች : የስፖርት ትጥቅ እና ቁሳቁስ በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋልዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2010 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኣግበ ኣብ በጀት 2010 ዓም ዘሰልጥኖም ሰልጠንቲ ብዝተመደበ በጀት መሰረት ብምግባር ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣግበ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፓሊ ቴክኒክ ማይጨዉ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ : ማኑፋክቸሪንግ ኮንስትርክሽን ስግግር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ :ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኣይትን ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንምግዛእ ተጨጫረቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፍስሳስን ከተማ ዓዲግራት ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቐፂሎም ዝተዘርዘሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም HDP ን GI ትቦን መገጣጠምን : ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ትቦታትን : መዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክን : ኣቅሑት ቤተ ፈተና ማይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ሸራሮ ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቅትን ቀወምትን ኣቅሑታት ከም መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ : ኤሌክትሪክ : ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ቢሮ ኣቅሑት ወይ ፈርኒቸር : ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግዲ ኢንዳስትሪን ከተማ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ወረደ ኣፅቢ ወንብርታ ናይ ደገ መብራህቲ ወይድማ ፓዉዛ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2010 3:58 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ