ማእከል ቤት ህንፀት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ነቲ ቤት ዕዮ ዝዉዕል ናዉቲ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ ተገጣጠምትን ሓደገኛ ሓፁር ኤለክትሪክ አቁሑትን ከምኡዉን ኤለክትሮኒክስ ንዉሽጢ እቶት ትምህርንትን ስልጠናን ዝዉዕሉ ንብረታት ከቅርቡ ዝክእሉ ነጋዶ በግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 16, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳሰላሰ ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2009 ዕድጊት ንምፍፃም ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ዕጥቅታት ስፖርት አቁሑት ማይ አቁሑት ኤለክትሪክ፡ሎት 2 መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ፡ሎት 3 ኤሌክትሮነከስ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን 2009 ዓም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሪክ አቁሑ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 1, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን 2009 ዓም ንቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ንማይጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ መኪና ኣቁሑን: ህንፃ መሳርሒ : መሳርሕታት አቁሑት ማይን: ኤለክትሪክን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ን 2009 ዓም በጀት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ:ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑትን:አቁሑት ኤለክትሪክ:አቀሑት መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ፅሬት :ናይ አዉቶሞቲቭ አቁሑት: ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 4, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣክሱም ፖሊቴክኒክ ኮሌጅ ን 2009 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑት:ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ መኪና ጎማ :ናይ ፅሬት አቁሑትን :ናይ መመረቂ ጎወንን ምስ ቆቢዑ :ናይ አለክትሪክ አቁሑት ንምግዛእን ዝተፈላለዩ ቅጥዕታት ንምሕታምን ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልእ ንሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2009 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት: መሳርሒ ህንፃ: አቁሑ ኤለክትሪክ :አቁሑት መኪና: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 29, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቁሑት ፅሬት :መሳርሒ ህንፃ: ኮብል እስቶን :ኣቁሑት ኤለክትሪካል ኢንዳስትሪ : አቁሑት ኤለክትሮኒክስ:ኣቁሑት ጨርቃ መርቂን : አቁሑት አዉቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ