ኣብ 2008 ዓ∙ ም ንምምሃር ምስተምሃር ዘገልግሉ ኬሚካላት ላባራቶሪ ፣መሳርሒ ፅሕፈት ፣ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑተ ኤለክትሪክ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣መሳርሒ ሙዚቃ ፣ዕጥቂ ስፖርት፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪናን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልየኩም መረዳእታ ኩሉ ብምትሓዝ ክትጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ዝስዕብ ዓይነት ንብረታት ከካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ን2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት: ንኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ: ንዉድወርክ :ንጀነራል መካኒክስ: ንኮንስትራክሽን :ንኤሌክተሪክ ዶፓርትመንትን ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ ናብ ትከልና ብምቅራብ ዝርዝር ናይቲ ኣቑሑት ዝሐዘ ሰነድ ብር 30 ሰላሳ ዘይምለስ ብምክፋል ካብ ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ኮሎጅ ዕ/ፋ/ን/ም/ር ቢሮ ቁፅሪ 6 ቀሪብኩም ካብ ዕለት 20/1/08 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 04/02/2008 ዓ/ም ሰነድ እናመፃእኩም ክትወስዱ ከም እትክእሉ እናገለፅና ተጫራታይ እዞም ዘለዉ ነጥብታት አብቲ ሰነድ ጨረታ ከማልእ ይግባእዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ን በጀት ዓመት 2008 ዓ /ም ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቁሑ ኤለክትሮኒክስ ፣ኣቁሑ ኤለክትሪክ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኮምፒተር ኣክሰሰሪ ፣መሳርሒ ሕትመት፣ ኣቁሑ ፅሬት ፣ ኣንሶላን ፍራሽን፣ መድሓኒትን ናዉት ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኣብዚ ጨረታ ንክትሳተፋ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ም ብኮንስትራክሽን ሞያ መደበኛን ሓፂርን ስልጠናን ዘሰልጥኑ ንሰልጠንቲ ዝተመደብሎም በጀት መሰረት ብምግባር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ፅሬት ፣ ናይ ማይ ኣቁሑት ፣ ኤለክትሪክ ፣ኮንስትራክሽን ፣ናይ ብሎኬት፣ ኮብልስቶን ፣ፈርኒቸርን ፣ሕትመትን ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣግበ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ብኮንስትራክሽን ሞያ መደበን ሓፂርን ስልጠና እነስልጥኖም ሰልጠንቲ ዝተመደበሎም በጀት መሰረት ብምግባር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ፅሬት መሳርሒ :ናይ ማይ ኣቁሑት : ናይ ኤሌክትሪክ :ናይ ኮንስትራክሽን : ናይ ብሎኬት : ናይ ኮብልስቶን :ፈርንቸርን ሕትመትን ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣግበ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ LOT 1: ፅሬት መሳርሒ LOT 2: ህነፃ መሳርሒ LOT 3: ን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቐሑት LOT 1: ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዕዳጋ ሓሙስ ተወሳኺ ኣንብብ
ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ፅሬት ፣ኤለክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ቢሮ ፣ኣቁሑት ኤለክትርክሲቲ፣ ኣቁሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ኣቁሑት መለዋወጢ መሰልጠኒ ሰብ ሞያታት ማለት እዉን መሰልጠኒ ምድላዉ ምግብን መስተን ፣መሰልጠኒ ፅባቀ ደቂ ተባዕትዩን ደቂ አንስትዮን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብያተ ዕዮታት ወረዳና ብናይ መደበኛን ገበርቲ ሰናይ በጀት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ጎማን ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራያ ዓዘቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ንደገ መብራህቲ ዘገልግል ናይ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንትጮ ተወሳኺ ኣንብብ