ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስተራክሽን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ኣብ ናይ ሓባራዊ ህንፃ / ኮምፕሌክስ ህንፃ/ ዝርከብ ካብ ናይ 1ይ ምድር ክሳብ 6ይ ፍቅ ከምእዉን ካብቲ ህንፃ ወፃኢ ግቢ ዙርያ ዘሎ ናይ ፅሬት ግልጋሎት ዉሃብቲ ትካላት ናይ 2016 ዓም በጀት ዓምት ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ንምረካብ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 7, 2016 3:39 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኹሓ ኣብ 2013ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ ኹሓ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኩሓ ተወሳኺ ኣንብብ
ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክልታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ከተማን ኣብ 2013ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ሓ/ል/ፅባቐ ከተማ ኣብ 2013ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ደረቅ ጋሓፍን ናይ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት፣ ምልዓል ዝሞቱ እንስሳት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሽ ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ከተማን ኣብ 2013ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓድነት ኣብ ክ/ከተማ ሓድነት ዘሎ ናይ ደረቕ ጋሓፍ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013ዓ/ም ናይ ፅሬትን ሓለዋን ግልጋሎት አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ዉሽጢ እቲ ፋብሪካ ካብ ዝርከብ ሽቃቅ ረሳሕ ፈሳሲ ኣምጢጡ ከተማ ቤት መዘጋጃ ኣብ ዘዳለዎ ቦታ ከፍስስ ስለ ዝደሊ ካብ ኣጎልግሎት ወሃብቲ ትካላት ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2013 ደረቕ እንጀራ ኣብ ሆስፒታልና ጋጊርካ ንሕሙማት ምቕራብ እንቓቕሖን ኣተክልትን ዉፅኢት ባልትና ፣ ረሳሕ ፈሳስን ብደቀቅትን ኣናእሽተይን ብማሕበር ዝተወደብኩም ዉልቀ ደኣንት ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሐ ንተማልኡ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሽንቲ ቤት ኣቅሑት ፣ ናይ ሻዉር ኣቅሑትን ናይ ፋዉንቴን ኣቅሑትን ዘስተኻኽል፣ ዘዕርን ዝገጣጥምን በዓል ሞያ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትስርሕ ትደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ