ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት አቁሑት ግልጋሎት ደረቅ ጉሓፍ ከምኡዉን ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 19, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 20, 2010 6:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ታሕሳስ 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት አቁሑት ግልጋሎት ደረቅ ጉሓፍ ከምኡዉን ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሐለዋ ግልጋሎት : ፅሬት ግልጋሎት : ሚኒባስ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንግልገል ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 11, 2010 6:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሕዳር 26, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሐለዋ ግልጋሎት : ፅሬት ግልጋሎት : ሚኒባስ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክንግልገል ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንከተማ ልምዓት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቅ ጉሓፍን ግሪነርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 15, 2009 6:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መስከረም 26, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንከተማ ልምዓት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደረቅ ጉሓፍን ግሪነርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፈለ ከተማ ዓዳሐቂ ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ፅሬት: መሳርሒ ፅሕፈትን :ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም መስከረም 7, 2009 (ልዕሊ 10 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፈለ ከተማ ዓዳሐቂ ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ፅሬት: መሳርሒ ፅሕፈትን :ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም
ግልፂ ጨረታClosed ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላቅን ንብረት ናይ ኤለክትሪክ አቁሑ ከምኡ እዉን ናይ ፓርትሽን ስራሕቲ ናይ ፅሬት ስራሕቲ አወዳዲሩ ክገዝእን ክነስርሕን ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 19, 2008 6:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 11, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላቅን ንብረት ናይ ኤለክትሪክ አቁሑ ከምኡ እዉን ናይ ፓርትሽን ስራሕቲ ናይ ፅሬት ስራሕቲ አወዳዲሩ ክገዝእን ክነስርሕን ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታ Locked ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ፅሬት መሳርሒ :ሕትመት : ደረቅ ጉሓፍን : ግሪነሮን ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ/ ክንስርሕን ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድምDetails hiddenLog in or subscribe to view dates, bid bond, location and more. እተው ዝዕፀወሉ መዓልቲቦታዝወፀሉ መዓልቲ
ግልፂ ጨረታClosed ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንክ/ከተማሰሜንንቤትፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕልናይደረቕ ጉሑፍ ምልዓል :ናይ ግሪነሪ ማናጅመንት ስራሕቲ: ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት :ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩግልጋሎትክረክብስለዝደሊሕጋዉያንነጋዶክትወዳደሩንዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ነሓሰ 14, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንክ/ከተማሰሜንንቤትፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕልናይደረቕ ጉሑፍ ምልዓል :ናይ ግሪነሪ ማናጅመንት ስራሕቲ: ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት :ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩግልጋሎትክረክብስለዝደሊሕጋዉያንነጋዶክትወዳደሩንዕድም::