ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዘመን 2013ዓ/ም ን ኣጋኣዚ ኦፕሬሽን ህንፃ / ቤት ፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ/ ናይ ሓለዋ /ጥበቃ/ ፣ ግልጋሎት ፅሬትን ኣብ ቤት ፅሕፈትና ፑል ግልጋሎት ዝርኸባ ኣናእሽተይ ተሽከርከርቲ ፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 20, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 21, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ናይ ሆስፒታልና ሽንት ቤት ብጨረታ አወዳዲሩ ከምጥጥ የደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ናይ ሆስፒታልና ሽንት ቤት ብጨረታ አወዳዲሩ ከምጥጥ የደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 13, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 13, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ዓዲግራት ጀነራል ሆስፒታል ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሎት 01 ናይ ደቂሶም ንዝሕኮሙ ሕሙማት ምግቢን ኣትክልትን ሸቀጣ ሸቀጥ ቅመማ ቅመምን በርበረን ግልፂ ጨረታ ሎት 02 ናይ ሽንትቤት ገንዳ ፈሳሲ ርስሓት ምምጣጥ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 03 ናይ በርበረን ጣፍን ዝጥሕን እንዳ መጥሓን መጥሓኒ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 4 ናይ ጋራዥ ተሽከርከርቲ ፅገና ጉልበት ናይ ኢድ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፅገና ናይ ኢድ ዋጋ ግልፂ ጨረታ ሎት6 ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ጋቦን ድሬፕ እና ካልኦት ስፌት ከስፊ ናይ ኢድ ዋጋ ዝክእል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ዝምልከቶም መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 1, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 2, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣብ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ከተማ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ሓ/ል/ፅባቐ ከተማን ኣብ 2012ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 17, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 17, 2012 9:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ