ተዓፅዩ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2017 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ኤሌክትሮኒክስ :ናይ ህንፃ መሳርሒ :መሳርሒ ሓፂን መፂን :ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ናይ ጨረቃ መርቂ መሳርሒ: ናዉቲ አዉቶሞቲቨን : መለዋወጢ መኪናን : መለዋወጢ ሳይክል ካብ ሕጋዊያን መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 26, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 26, 2017 3:31 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀይሕ ተኸሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2017ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘግልግል 1. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረት 2 . ናይ ፅሬት መሳርሒ አቁሑት 3. ናይ እንስሳት መድሓኒትን ናውቲ ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 26, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 26, 2017 4:45 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላላ አዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አገልግሎታት ንበጀት ዓመት 2017 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 14, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንግልጋሎት ፅሬት 20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/ : ንፅገና ኣቅሑት ቢሮን ኤሌከትሮኒክስን: ምምላእ ቀለምን ንነብስወከፎም 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ን2017 ብዘርፊ ንግዲ ስራሕ ሐለዋ ወይ እዉን ዋርዲያ : ብዉፅኢት ዉሕልና :ስጋ :እንጀራ :ኣትክልትን ፍራምረን: መመላለሲታ ማይ ቦጥ : አገልግሎት ፅሬት : ፅገና ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ኮምፒተርን :ምምላእ ቀለም ፎቶኮፒን :አገልግሎት ማሽን: ፅገና ተሽከርከርትን ጋራጅ ኦክስጅን : ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕል ሰርቪስ ማለት እዉን አዉቶብስ ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብን

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 11, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 12, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ