Closed
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ደረቕ ጓሓፍ ብኣይሱዚ ወይ ብተመሳሳሊ ናይ ፅዕነት መኪና ንምልዓል ካብ ኣጎልግሎት ትካላት ብምዉድዳር ን 1 ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 4, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 5, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ