ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ኹሓ ኣብ 2013ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ ኹሓ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2013 10:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 40,000.00
bidding: search status closed

1 ብስራሕቲ ፅሬት ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎም

2 ናይ 2012/13ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ፈቃድ ዘሐደሱን

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑን ናይ መወዳእታ ቫት ሪፖርት ዘቅርቡን

4 ኦርጅናል ዶክመንትን ፎቶ ኮፒን ከቕርቡ ዝክእል

5 ኣብ ፍትሒ ዝፀደቀ መተሓዳደሪ ደንቢ ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ዝቀረበ ዋጋ ብዝተቀመጠ ስፔስፊኬሽን ከቕርብ ዝክእሉ

8 ተጫረትቲ 40,000.00 ቅርሺ መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/02/2013ዓ/ም ሰዓት 09፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 10፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 57 91 43

ጨረታ መደብ

s