ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም አክሱም ን2010 ዓም ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ሕትመት : መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ፅሬት :መሳርሒ ህንፃ :ደንቢ ክዳን :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ አገልግሎት ዝሃቡ ዝዉገዱ ንብረት ንምሻጥ ንምግዛእ ስለዝደለየ ተወዳዲርኩም ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወርዒ ለከ ንአገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሕፈት : መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ቢሮ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ከምእዉን መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማን ተሽከርከርቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድይ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 4, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወርዒ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት : ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ፅሬት ኣቅሑትን ጋራዥን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬትን ፅሕፈትን መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 2, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ስቴሽነሪ :ምግቢ: ሕትመት ናይ ፅሬት አቁሑት: ደንቢ ክዳን: ህንፃ መሳርሒ: ኤለክትሪክ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬትን : ስፖርት ዕጥቅን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል አላማጣ ን2011 በጀት ዓመት ግልጋሎ ዝዉዕሉ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ጤል: እንቆቅሖ : ኣቅሑት መቅረቢ ከምእዉን ንቀዳማይ ግዘ ዝወፀ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት: ኣቅሑት ማይን መሳርሒ ህንፃን: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣልባሳት : ራበር ሽት ማለት እዉን ዉፅኢት ፕላስቲክ : መከላከሊ ባርዕ ማለት እዉን (fire extinguisher ) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 2, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ጥላሁን ይግዛዉ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ መሳርሒ: ኣቅሑት ሕትመት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬት : ብሉኬትን ጡብን : እምኒን : ሐሸዋን : ፀፀር : ባህርዛፍ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 4, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝተፈላለዩ ንከተማ ቤት ፅሕፈታት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት : ሎት ሰለሰተ ፅሬት አቁሑት: ሎት ኣርባዓተ ሕትመት: ሎት ሓሙሽተ ስፖርት ዕጥቂ : ሎት ሽድሽተ ናይ መካይን ስፔር ጎማን :ሎት ሸዉዓተ ሞቶር ሳይክልን ስፔርን ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ