ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ።ስለዚ እዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2011 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ሎት 1 ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ፣ሎት 2 ፅሬት መሳርሒ፣ሎት 3 ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ሎት 4 ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት ከጫርት ስለዝደለየ ክተጫረቱ እትደልዩ ተጫረትቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብያተ ፍርዲ ወረዳ ላዕላይ ማይጨውን ከተማ ኣክሱምን ኣብያተ ፍርዲ ንኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣናእሽተይ ኣቑሑት፣ኣቑሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ቢሮ ፣መለዋወጢ ኣቑሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ናይ ኮሌጅና ሃለቕቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታተን ናይ መኪና ስፔር፣ናይ እንስሳት ናውቲን መድሓኒትን፣ናይ ኤሌክትሪክ፣ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ማይ ኣቑሑት ፣ናይ ፅሬትን ናይ ኣሕምልቲ ዘርኢን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 19, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ሕትመት፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸራት ፣ ናይ መኪና ስፔር፣ ሞተር ሳይክል ስፔር፣ብስክሌትን ሳይክል ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋውያን ተጫረቲ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዉ ናይ ንብረታት ን2011ዓ/ም በጀት ዓመት ኣገልግት ዝውዕሉ ምድብ 1 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ምድብ 2 ኣቑሑት ፅሬት፣ምድብ 3 መለዋወጢ ኣቑሑት መካይን ፣ምድብ 4 ጎማን ባትርን መኻይን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዝደለየ ካበዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንነብሲ ወከፍ ምድብ ዘይምለስ 50 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 9 ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንአገልግሎት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝተፈላላዩ ቐወምትን ሃለቅትን ኣቑሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቑሑት ኤሌክትሪክ፣ኣቑሑት ኤለክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ዓለባ፣ኣቑሑት መሳርሒ ፅሬት፣መለዋወጢ ኣቑሑት መኪናን ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፈላን ቤት ፍርዲ ከተማ ኮረምን ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ሎት 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ሎት 2 ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቱ፣ ሎት 3 ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ሎት 4 ዝተፈላለዩ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ኣቑሑት ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ሕክምና ኣቅሑት : መድሓኒታትን ኬሚካላትን : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፈርኒቸር ወይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ