ፖሊ ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ ንዘመነ ትምህርቲ 2011 ዓ/ም ኣገልግሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ናይ ኣይ ሲቲ ኣቅሑ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒታት፣ ናይ ኣውቶሞቲቭ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 28, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኻይን መለዋወጢ ኣቁሑት ፣ናይ መኻይን ጎማታት ናይ ፅሬት ኣቁሑት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ዝስዕብ ረቋሒ ተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዳባ ጉና ኣብ 2011 በጀት ዓመት ብመንግስቲ ዝተመደበ ስርዑ በጀት ንዝትፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት መሳርሒ : ህንፃ ኣቅሑት ብረታ ብረት ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት: ፅሬት ኣቅሑት : ሳኒተሪ እንስታሌሽን : ክራይ አገልግሎት ሰርቪስ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክካረይን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እንዳባ ጉና ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ን2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል 1ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ናይ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ሕትመት:ፅሬት ኣቅሑት : ተሽከርከርቲ ግዝኢትን ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2011 9:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠናን ነጋ ገ/ዝጋብሔር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልገሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ መሰረት ድማዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2011 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተማ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ምድብ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ምድብ 2 ኣቁሑት ፅሬት ምድብ 3 ሕትመት ምድብ 4 መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ካብ ናይ ስሩዕ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ መዐቀነታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲግራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንኣብያተ ቤት ፅሕፈቱ ወረዳ ዓደዋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናዉቲ ፅሬት : ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብስክሌት : ሕትመት: ጎማ መኪና : ስሚንቶን መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2011 3:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ቀለልትን ሃለቅትን ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ ባትሪን ጎማን መኪናን ሞተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሕት ፅሬት : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ሞተር ሳይክልን : ኣቁሑት ቢሮ ፈርኒቸር ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራያ አላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ክፍለ ከተማ ቐደማይ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ን2011 ዓም አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ስቴሽነሪን :ናይ ፅሬት ኣቀሑት : ናይ እሱራት ቀለብን ባኒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ