ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት : ሎት ሰለሰተ ፅሬት አቁሑት: ሎት ኣርባዓተ ሕትመት: ሎት ሓሙሽተ ስፖርት ዕጥቂ : ሎት ሽድሽተ ናይ መካይን ስፔር ጎማን :ሎት ሸዉዓተ ሞቶር ሳይክልን ስፔርን ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማሓድነትኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመትን ትካል ናይ ግሪነሪስራሕቲ :ኤሌክትሮኒክስ : ፅሕፈትመሳርሒ : ፅሬትኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 2, 2010 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ሕትመት :ሎት ሰለስተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መኪና : ሎት ሽድሽት መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ሎት ሽዉዓተ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት : ናብ ዝተፈላለዩ ጣብያታትን ከተማታትን መጎዓዝያ መኪና : ፅገና መኪና ጋራጅ : ሎት 10 መሳርሒ ህንፃ በቲ ዘፍረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 2, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኦፍላ ተወሳኺ ኣንብብ
ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ብርክት ዝበሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ቢሮ ኣቅሑት : መሳርሒ ፅሬት : ናዉቲ ትምህርቲ : ናዉቲ ሕርሽ: መስርሒ እንስሳት መድሓኒትን :ላብራቶሪ ኣቅሑት:መሳርሒ ህንፃን ወዘተ ዝብሉ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሰርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 2, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ናዉቲ ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን : ሕትመት : ናይ ጉልበት ፅገና ጋርጅ ኣናእሽተይ መኪና : መለዋወጢ ኣቅሑት ባትሪን ጎማን መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 1, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መረብ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ናይ ኣቁሑት ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ሕትመት ስራሕትን : መለዋወጢ አቁሑት ጎማ ባትርን መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መረብ ለኸ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2011 ዓም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈለላለዮ ዓይነት ናይ ፅሕፈት :ፅሬት: ኤለክትሮኒክስ : ኮምፒተራትን ናይ ቀዋሚ ናይ ቢሮ አቁሑት :ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት መኪናን ሕትመታትን ከምአዉን ዝተፈላለዮ ዓይነት መሳርሕን ዕጥቅታትን ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከሕትምን ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 3, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣሕፈሮም ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሰርሕቲ ሕትመት :መለዋወጢ አቁሑት መካይንን ሞተር ሳየክልን :መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት :ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቂሉ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኮኒ ንዓማዉል ንመስመር መስፍሕፋሕን ንዓማዊልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ናዉቲ ማለት ትቦታት : መጋጣጠምን: ፓምፕ : መካኒካል ኣቅሑት : ስቴሽነሪ : መቀያየሪ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ አጫሪቱ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ