መቐለ ሆስፒታል ንበጀት ዓመት 2011 ፅሬት አቁሑት :ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ መኪና መለዋወጢን :ኤለክትሮኒክስ አቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 18, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።