ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ቦይለር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ካብ ease project ብዝተረከበ በጀት ን2018 ዓም አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ቢሮን : መሳርሒ ህንፃን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ከጫርት ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 20000 ቅርሺ:ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 20000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮን 20000 ቅርሺ : መሳርሒ ህንፃን 20000 ቅርሺ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝዉዕል ኤሌክትርክ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 26, 2018 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ ኤሌክትሪ ኣቕሑትን ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2018 4:35 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንትካልና ኩሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀኔኔተር ባትሪ ንምግዛእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኩሓ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ሕርሻ ማይጨዉ ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሃፍቲ እንስሳ ኣቅሑት : ኤሌክትሪካል ጀነሬተር :ናይ ማይ ፓምፕ ጀነሬተር አወደዳሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ