ንትካልና ኩሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀኔኔተር ባትሪ ንምግዛእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018
posted: ቅድሚ 6 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ዓላማ ትካል: ኩሓ ሆስፒታል 2 ብዝሒ ዘለዎም ናይ ጀኔሬተር ባትሪታት (Bolden Battery 70/A 12V) ብፕሮፎርማ ክገዝእ ይደሊ።
* መዓልቲ ሰነድ ምውሳድን ምኽፋትን: ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 13/08/2018 ዓ.ም ክሳብ 15/08/2018 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ይኸፈት።
* ዘድልዩ መረዳእታታትን ሮቛሒታትን: ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ፣ መረዳእታ ቲን (TIN) ቁፅሪ፣ ናይ መቕረባይነት ሰርቲፍኬት ከምኡ’ውን ዋና ፊርማን ማህተምን ክህልዎ ኣለዎ።
* ቦታን ርክብን: ሰነድ ፕሮፎርማ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 44 (ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር) ብኣካል ብምርካብ ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ፣ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914486195 ወይ 0914008094 ምሕታት ይከኣል።

ፕሮፈርማ

ተ.ቁዝርዝር ንብረት ናይ ጀኔኔተር ባትሪዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳን
1ቦልደን ባትሪ70 /A 12 Vቁፅሪ02

ንትካልና ኩሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀኔኔተር ባትሪ ንምግዛእ ስለዝደለየ ካብ ዕለት 13/08/2018 ዓ.ም ክሳብ 15/08/2018 ዓ.ም ሰነድ ፕሮፈርማ ንክትወስዱ ንዕድም።

ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተዘሪዝሮም ኣለዉ ።

1. ንግዲ ፍቃድ ናይ 2018 ዝተሓደሰ ።

2. ቲን ናምበር ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኸዕሉ።

3. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክትቀርቡ ትኽዕሉ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን 13/08/2018ዓ/ም ክሳብ 15/08/2018ዓ.ም 4 ስዓት ይኸፈት።

5. እቲ ፕሮፈርማ _ ኣብ ቁፅሪ 44 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኸም ንኽትወስዱ ንዕድም።

6. እቲ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ይሕሰብ

7. እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። 

8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914486195/0914008094/ ምሕታት ይከኣል።

ምስ ሰላምታ

ጨረታ መደብ

s