ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ቦይለር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንትካልና ኩሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀኔኔተር ባትሪ ንምግዛእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኩሓ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግን ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ትሕት ኢሉ ካብ ተራ ቑፅሪ 01 ክሳብ ተ.ቁ 03 ዝተዘርዘሩ ምሕደረኦም ኣብ ትሕቲ ኢንዳስትርያል ሜንቴነሰንስ ሰንተር (MC) ዝኮኑ ዝተፈሳስዩ ማሽነሪታት ንናይ ፅገና ስራሕቲ ብናይ ደገ ፅገና ስራሕ ስምድን ፉሱይ ክእለትን ዘስዎም ተጫረቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስስዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ