ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈት ናይ ኤሌክትሪክ አቁሑት ንመበራህቲ ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይጠቅስን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ

generated by ai
* ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንመበራህቲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት (ሶላር ላምፕ፣ ቦውዛን ዝተፈላለዩ ላምፓታትን) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
* ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ (TIN) መረዳእታ፣ ሕጋዊ ማሕተምን ፊርማን ዘለዎ ሰነድ ከቕርቡ ይግባእ።
* ተዓዋቲ ዝኾነ ተወዳዳሪ ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣጋዑዙ ናብቲ ቤት ፅሕፈት መኽዝን ናይ ምርካብ ግዴታ ኣለዎ።
* እቲ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 12/08/2018 ዓ.ም ክሳብ 14/08/2018 ዓ.ም እዩ።
* ኣድራሻ፦ ክፍለ ከተማ ዓይደር ቤት መዛገጃ ወረድ ኢልካ፤ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344407335 ምድዋል ይከኣል።

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 40/2018 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈት ናይ ኤሌክትሪክ አቁሑት ንመበራህቲ ግልጋሎት ዝውዕል ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ. ቁ 45881/5ብዕለት 28/07/2018 ዓ.ም ብ ወ/ደ/ከ/ስ/ዓ/ህ/ምም/ር/ሓ/ስብተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ

-እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል:

- ተወዳዳራይ ዘሸነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Hybrid Solar Rechargable Hund Lamp 220V -240V Ac 50HZ 5W 1200AH -4000 MAHቁፅሪ25
2Icandesent lamp tungesten filament tungsten filament type 60W,230V E 27 base with its lamps heldesቁፅሪ05
3Fluorecent tube lamp T8 type 36W, 1200mm length Complete 220-240V AC, 50Hzቁፅሪ05
4Bawza Rate Voltage 220-240V,50Hz 200w IP66ቁፅሪ05
ጠ/ድምር
NB 
ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብረ 
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 12/08/2018 ዓ.ም ክሳብ 14/08/2018ዓ/ም 
➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ 

ኣድራሻ 
ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ 

ንዝበለፀ ሓበሬታ 

ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335 ምድዋል ይከአል

ጨረታ መደብ