ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈት ናይ ኤሌክትሪክ አቁሑት ንመበራህቲ ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 40/2018 ዓ/ም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ንቤት ፅሕፈት ናይ ኤሌክትሪክ አቁሑት ንመበራህቲ ግልጋሎት ዝውዕል ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ. ቁ 45881/5ብዕለት 28/07/2018 ዓ.ም ብ ወ/ደ/ከ/ስ/ዓ/ህ/ምም/ር/ሓ/ስብተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

ናይ ዘመኑሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ግድን እንትኸውን ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበረሉ

-እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል:

- ተወዳዳራይ ዘሸነፎ/ዝሰዓሮ ንብረት ፐርቸዝ ኦርደር ምስበፅሖ ናብ ናይ መጫረታይ ቤት ፅሕፈት መክዝን ብናይ ባዕሉ ትራን ስፖርት ፅዒኑ ናይ ምርካብ ግዴታ አለዎ

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Hybrid Solar Rechargable Hund Lamp 220V -240V Ac 50HZ 5W 1200AH -4000 MAHቁፅሪ25
2Icandesent lamp tungesten filament tungsten filament type 60W,230V E 27 base with its lamps heldesቁፅሪ05
3Fluorecent tube lamp T8 type 36W, 1200mm length Complete 220-240V AC, 50Hzቁፅሪ05
4Bawza Rate Voltage 220-240V,50Hz 200w IP66ቁፅሪ05
ጠ/ድምር
NB 
ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ውድድር ወፃኢ ዝግበር ምዃኑ ንሕብረ 
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 12/08/2018 ዓ.ም ክሳብ 14/08/2018ዓ/ም 
➢ እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ 

ኣድራሻ 
ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ 

ንዝበለፀ ሓበሬታ 

ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ 0344407335 ምድዋል ይከአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s