ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ኣቕሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ስለ ዝደለና
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።