ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ እንስሳ ቀለብ መጥሓኒን መቀነባበሪ ማሽን ማለት እዉን ፊድሚል ኢንድ ፊድ ሚክሰር ማሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

AI ቅልጡፍ ፅማቕ
* ተጫረቲ ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ፣ ናይ መቕረባይ ሰርተፊኬት፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ (TIN) ከምኡ እውን ናይ ወርሒ መጋቢት ወይ ሚያዝያ 2018 ዓ.ም ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ (VAT) ዲክላራሲዮን ዘቕረቡ ክሆኑ ኣለዎም።
* ናይ ጨረታ መክበሪ ዉሕስና 30,000 ብር ብስም "ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ" ዝተሰርሐ CPO፣ ብኡንክብ ኣበ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ዉሕስና ወይ ሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዙ ዝኽእሉ።
* ጨረታ ካብ 18/09/2018 ዓ.ም ክሳብ 28/09/2018 ዓ.ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ፤ ብ 28/09/2018 ዓ.ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ብሰዓት 4:30 ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይኽፈት።
* ናይ ጨረታ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ብመኣተሚ (ኢንቨሎፕ) ተዓሺጉ ናይቲ ትካል ፊርማን ማህተምን ብምግባር ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 9 ኣታዊ ይግበር።

1 ብተዛማዲ ስራሕ ዘይሃሰሰ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ናይ መቅረባይ ሰርተፊኬት ዘለዎ : ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ ፡ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ኮፒን ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ኣብ ናይ መቅረባይ ዝተመዝገበን: ናይ ወርሒ መጋቢት ወይድማ ሚያዝያ 2018 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበርሉ ማለት እዉን ዲክላራሱዩን ዝገበርሉ መረዳእታ ኮፒን ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ዘድሊ ሰነድ ዋና ወይ ድማ ኦርጅናል ደኩመንት ክተሓሓዝ አለዎ

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና 30000 ብር ብኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ሽም ዝተሰርሐ ስፒኦ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘትመሰረተ ዉሕስና ባንኪን ሰርቲፋይድ ቼክን ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕ ብኢንቨሎፕ ተዓሺጉ ከቅርብ እንትከዉን ኣብቲ ሰነድ ናይቲ ትካል በዓል ስልጣን ፊርማን ማህተምን ክህልዎ ይግባእ

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 9 ብምዉሳድ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

8 ከምእዉን ተጫረቲ ብዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ሽሞም ፊርምኦም ኣድራሾምን ከግለፅ አለዎም

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 18/9/2018 ዓም ክሳብ 28/9/2018 ዓም ኮይኑ 28/9/ 2018 ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:30 ኣብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይክፈት ይኩን ዳኣምበር ተጫረቲ ጨረታ አብ ዝክፈተሉ ግዘ እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

8 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ መብርሂ ወይድማ ናይ ምምሕያሽ ሕቶ ተሊዎም ቅድም ዝተወሰነ ግዘ ገደብ ምእካሉ ብቁፅሪ ስልኪ 0344402801 ደዊሎም ክሓቱ ይክእሉ

9 ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344417798 / 0344402801

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s