ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ኣቅሑት / ክሪክ በዓል 2ቶን 1 ፣ ዳሽ ቦርድ ቅብዓት 1፣ ኮላንት 5፣ ተንጠልጣሊ ጨና 1፣ ራድያተር መከደን 2፣ ሲል ኣይል ሬር ኣክስል 1/ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 29/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ