ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓድዋ ፣ ዓዲ ግራት ፣ማይ ፀብሪ ፣ሰለኽለኻን ፣ ፍረወይኒንን ዝርከቡ ህንፃታት ሙሉእ ፅገና ንምግባር ስለዝደየ ኣብዚ ክትሳተፉ እትደልዩ BC/GC-6 ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኻናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 24, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 160.94 (0.12) | 162.55 (0.12) | |
| 186.91 (0.29) | 188.77 (0.29) | |
| 24 (0) | 24.22 (0.05) | |
| 10.07 (0.06) | 10.17 (0.06) | |
| 1.03 (0) | 1.04 (0) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጳጉሜን 2, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ