ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዛላንበሳ ን 2013 በጀት ዓምት አብ ከተማኡ ኣብ ዝተፈላያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላየ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መኻይን ሰርቪስ ፅገናን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ጋራዥ ግልጋሎት ንምቕራብ ዝተየፈለለየ ዓይነት ሞዴል ንዘለዎን ሞተር ሳይክላት ፅገናን ሰርቪስን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ግልጋሎት ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ከቕርብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 21, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 21, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ተከዘ 2009 ዓ/ሓ/መ/ኣባይቲ አብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ሽሙ ሚዘር ሰፈር 70 ካሬ ብሎክ 44 Gተ1 መንበሪ ኣብ መሬት ተወዲኡ ቀዳማይ ሕድም ና 10 ሰብ ተሰሪሑ ናይ 10 ሰብ ዝሰርሕ ኮለን 3.2 ሜትሮ ንዉሃት ዘለዎ መደያቢ ንምህዳም ብቅዓት ንዘለዎም ካብ ደረጃ 9 ንላዕሊ ዝኮኑ ደ.ኣ.ን.ትዓበይትን ተኾናተርቲ ብምዕዳም ናይ ጉልበት ማሽነርን ስራሕቲ ከጫረት ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 25, 2012 7:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 25, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ከተማ ኣክሱም መኪና ን ሞተር ሳይክልን ኣጫሪቱ ክሕርጅ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 20, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 20, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪካል ኬብል ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 24, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 24, 2012 2:32 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 25, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.06)162.61 (0.06)
179.77 (0.69)181.57 (0.7)
24 (0)24.44 (0.04)
9.64 (-0.03)9.74 (-0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 23, 2019