ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪካል ኬብል ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2012 2:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 21/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ 24/11/2012ዓ/ም ሰዓት2፡30 ይኽፈት
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15