ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ናይ መኪና መገያየፂ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ ቀረባ ጊዜ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ
4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
5 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ስፔስፊኬሽን ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቁፅሪ 430 ክወስድ ይክእሉ
6 ተወዳደርቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፋይናንሻልን ዶክመንት ማሕተም ገይሮም ሓደ ኦርጀናል ሓደ ኮፒ ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 21/11/2012ክሳብ 24/11/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ
7 እቲ ፕሮፎርማ 24/11/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ይክፈት
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44