ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልልት ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ GSF ብዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ናይ ሃንድ ፓንፕ ማለት እዉን ታሓቆና ማይ ኣቅሑት ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።