ቤት ፅሕፈት ል/እ ምምር/ፋይናንስን ወ/ሱ ሳዕሲዕ ናይ ሴፍትነት ናይ HDPE ትቦ ንህንፀት መስኖን መስተማይን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ብፕሮፎርማ/shopping/ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትጫረቱ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 13, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።